የሱስ የፍቅረካ እዩ !

"
"እቶም ትርፊ ጸጋን ውህበት ጽድቅን እተቐበሉ ኸኣ በቲ ሓደ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ህይወት ኣዝዩ ብዙሕ ኪገዝኡ እዮም።"— ሮሜ 5:17

"ብዲጂታላዊ መንገዲ፤ ፤ ምስ ደምበ ሽሎ ተተሓሒዝካ፤ ፤ ናብቲ ኣምላኽ ዝረኣየልካን ዝመደበልካን ፍቃዱ ፤ እቶ"

ንስኻ በቲ ዝተዋህበካ፤ ፤ ትርፊ ጸጋን ውህበት ጽድቅን፤ ፤ ብየሱስ ክርስቶስ ኣብ ህይወት ኣዚኻ ክትገዝእ እዩ ኣምላኽ መዲቡልካ።

ዲጂታላዊ ቅዲ ንኣካል ክርስቶስ

✅ ነበርቲ ናይ ኣሜሪካን ናይ ካናዳን ብቴክስትን ብኢ-መይልን ፤ ኣብ ካልእ ቦታታት ንእትነብሩ ድማ ብኢ-መይል ጥራሕ ፤ ንእምነትን ንምእዛዝን ንምብርት ታዕን ንምጽንናዕን ዝኾኑ ፥ ንግዝይኡ ዝኸውን ቃል ክለኣኸልኩም እዩ ed.

✅ ኣብዚ ናይ ቃል ኣምላኽ ናይ ምንጋፍ ምህሮን ጸሎትን ቪድዮታት ኣሎና ፤ ዘድሊ እንተድ ኣ ኣሎ ኮይኑ ብኢመይልካ ዝስደደልካ ይኸውን